ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ሓፂር ወግዒ ምስ ኣወሃሃዲን ሙዚቀኛን ኣማረ ኣሰፋ
ኣብቲ ነዊሕ ዓመታት ዝኸደ ናይ ሙዚቃ ምውህሃድን ምቅንባርን ስራሓቱ፡ ኣማረ ኣሰፋ ንልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝዀኑ ደርፍታት ከም ከምዘቀነባበረ ይሕብር። ሓያሎ መሳርሒታት ሙዚቃ ከም ዝፈታትን ዝሕብር ኣማረ፡ ንበይዝ ጊታር ግን ብግቡእ ከም ዝፃወቶ’ዩ ይገልጽ።
ቅጥዒ