ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

2ይ ክፋል፡ ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ


ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን

ኣብ ፈረንሳን ዩኔስኮን ኣምባሳደር ኤርትራ ሃና ስምኦን፡ ዝሓለፈ ሰሙን ብናይ ስራሕ ጉዳይ ናብ`ዚ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝመጻትሉ እዋን፡ ንሓፈሻዊ ቃለ-መጠይቕ ናብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ዓዲምናያ ኔርና።

ኣምባሳደር ሃና ስምኦን
ኣምባሳደር ሃና ስምኦን

ንኣምባሳደር ሃና፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ወርሒ ከተማ ኣስመራ ናብ መዝገብ ዓለም-ለኸ ውርሻ ምእታዋ፡ ፍልሰት መንእሰያት ንምርግጋእ ምስ ሕብረት-ኤውሮጳ ብዛዕባ ዝግበር ምትሕብባር፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦትን ሓቲትናያ`ለና-ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:43 0:00
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:33 0:00

XS
SM
MD
LG