ዋሽንግተን —
ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ 14 ምምሕዳራዊ ከባብታትን ክልተ ሓውሲ ከተማታትን ዝርከቦ ኣብ ደቡባዊ ኤርትራ ዝርከብ ንኡስ-ዞባ`ዩ።
እቲ ከባቢ ብጀራዲንን ኣሕምልትን ዝፍለጥ ክኸውን ከሎ፡ ዓብይ ምህርቲ ሕርሻ ዝፈርየሉ ሰፊሕ ጎላጉል ሃዞሞ ብኸፊል ዝርከበሉ ከባቢ`ውን`ዩ።
ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ብዛዕባ ዝፈርዩ ፍረታትን ኣብ ገለ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ብዛዕባ ዘሎ ናይ ርሕቐት ጸገማትን ንመዳይ ጥዕናን ሕጽረት ተሌኮምንኬሽንን ዝምልከት ምስ ኣማሓዳሪ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ ሌ/ኮ የማነ መብራህቱ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።