ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ፡ ቃለ መጠይቕ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ቴሌቭዥን ኤርትራ


ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ
ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

ናይ ኤርትራ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ምስ ቴሌቪዥን ኤርትራ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ መዳያት ልምዓት ተሰሪሖም ዝበሉዎን ናይ መፃኢ መደባትን ብዛዕባ መንእሰያት ከምኡ እውን ዞባዊን ዓለማውን ኩነታት ዳህሲሶም ኣለው።

ሓጺር ጸብጻብ ቃለ-መጠይቕ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጸብጻብ፡ ቃለ መጠይቕ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ቴሌቭዥን ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:51 0:00


XS
SM
MD
LG