ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ሃብታሙ ኣያሌው ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ብዛዕባ ዝፍጸም "ኢ-ሰብኣዊ መስቀይቲ" የዘንትዉ


አቶ ሃብታሙ አያሌው ኣብ ኢትዮጵያ ወሃቢ ቃል ተቓዋሚ ፓርቲ ሓድነት ዝነበሩ ኮይኖም ብተግባር ግብረ ሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝነበርሉ እዋን ዝወረደኒ ኸቢድ ስቓይ ነዚ ሎሚ ዘጋጠመኒ ጸገም ጥዕና አቃሊዑኒ ይብሉ።

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝፍጸሙ ጭካነ ዘለዎም ናይ መርመራ ሜላታት ንመብዛሕትኦም እሱራት ንሞትን ንዝተፈላለየ ጸገማት ጥዕናን ከምዘቓለዖም ይገልጹ። "ንኾላሊትካ ብየማንን ብጸጋምን ብኣጻብዕቶም እናደርቀቑ ሽንትኻ ከምዘይትቆጻጸር ይገብሩኻ" ዝበሉ ኣቶ ሃብታሙ፡ ኢትዮጵያዊ ጨዋነት ኣገዲዱካ ክትጠቕሶ ዘይትደሊ ካብ ሃይማኖትን ካብ ኢትዮጵያውነት ባህልን ወጻኢ `ነውሪ` ዝብሃል ነገራት ኣብ ልዕሊ`ቶም እሱራት ከምዝፍጸም ገሊጾም።

ድምጺ ኣሜሪካ ምስ አቶ ሃብታሙ አያሌው ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

"ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝፍጸሙ ናይ መርመራ ሜላታት ንመብዛሕትኦም እሱራት ንሞትን ንዝተፈላለየ ጸገማት ጥዕናን የቓልዖም" ሃብታሙ አያሌው
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:32 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG