ቃለ- መጠይቅ ምስ አቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ


ቃለ- መጠይቅ ምስ አቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ

No media source currently available

ብቅድሚ ትማሊ ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝተፈትሑ ዋና ጸሓፊ አርበኞች ግንቦት 7 አቶ አንዳርጋቸው ጽጌ ምስ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ አወንታዊ ምይይጥ ከምዝገበሩ ገሊጾም።

​
XS
SM
MD
LG