ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ
ሰኑይ 12 ነሓሰ ተዘኪሩ ብዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ’ውን ብባህላዊ መሰናድኦን ካልእ መደባት ተዘኺሩ ውዒሉ ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ መንእሰያት ብዓለምለኸ ደረጃ፡ ንመንእሰያት ናብ ዘላቒ ዲጂታላዊ ምዕባለ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ’ዩ ተጸንቢሉ። ነቲ ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ጽንብል ዝተሳተፈ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ቅጥዒ