No media source currently available
ሰኑይ 12 ነሓሰ ተዘኪሩ ብዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ’ውን ብባህላዊ መሰናድኦን ካልእ መደባት ተዘኺሩ ውዒሉ ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ መንእሰያት ብዓለምለኸ ደረጃ፡ ንመንእሰያት ናብ ዘላቒ ዲጂታላዊ ምዕባለ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ’ዩ ተጸንቢሉ።