ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ዝተኸብረሉ ሎሚ ዓመት ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ደቂ-አንስትዮ አብ ጎደናታት ኒው-ዮርክ ንዝሓሸ ክፍሊት፡ ናይ ስራሕ አከባቢ፡ መሰል ምምራጽ ደቂ-አንስትዮ ክኽበር ብማለት ሰላማዊ ሰልፊ አካይደን።
ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ - መጋቢት 8, 2016
1
ደቂ- ኣንስትዮ ቤተሰብ እሱራት ደቂ-አንስትዮ ግብጺ ' ኣሕዋትና ይለቐቓ' ዝብል መሪሕ ቃል ብምሓዝ ኣብ ግብጺ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይደን።
2
ፊብራ ሓመዴ አፍጋኒስታናዊት ፖሊስ
3
ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ - መጋቢት 8, 2016
4
ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ - መጋቢት 8, 2016