ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ትያትር ፡ ብባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ብኣጸሓሕፋን ምውሳእን ፊልምን ትያትርን ዝሰልጠኑ 130 መንእሰያት ፡ብ27 መጋቢት 2018 ኣብ ሲነማ ኣስመራ ተመሪቖም ኣለዉ።

እቶም ሰልጠንቲ፡ እቲ ብግብርን ብክልሰ-ሓሳብን ዝተሰነየ ስልጠና ኣብ ምምዕባል ሞያዊ ዓቕሞም ዓቢ ኣበርክቶ ከምዝገብረሎም ይምስክሩ።

ኣብቲ ዕለት፡መልእኽቲ”ዓለማዊ መዓልቲ ትያትር፡ ብደራስን ተመራማርን ታሪኽ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ክቐርብ ከሎ፡ ቤላ ሮባ ዘርእስታ ናይ መድረኽ ድራማ`ውን በቶም ሰልጠንቲ ቀሪባ ኔራ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቂሔ ጽልሚ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ዓለማዊ መዓልቲ ትያትር ይዝከር
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:59 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG