ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ሰብኣዊ መሰላት ክማላእ ዝተርፎ ገና ብዙሕ ብድሆታት ኣሎ’ ሕ/ሃ


ዓለም-ለኸ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ሎሚ አብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ ዊዒሉ’ሎ። እንተኾነ አብ ዓለም ነጻነት፡ሰላምን ፍትሕን ንኽረጋገጽ ገና ብዙሕ ብድሆታት ይተርፍ’ዩ ክብሉ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሕ/ሃ አጠንቂቆም’ለዉ።

ዓለም-ለኸ መዓልቲ ሰብአዊ መሰላት ካብቲ ባይቶ ሕ/ሃ ነቲ ንመባእታዊ መሰላት ደቂ-ሰባት አፍልጦ ዝህብ ሰነድ ኣድማሳዊ አዋጅ ሰብኣዊ መሰላት ዘጽደቐሉ እዋን 1984 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ይኽበር ከም ዘሎ ይዝከር።

'አብ ዝሓለፉ ከበድቲ ሓሙሽተ ዓሰርተታት ዓመታት እዚ ኣዋጅን ዝተተግበሩ ተከታተልቲ ስምምዓትን አብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላትን አብ አፍልጦ ምሃብን ምኽባርን ሰብዓዊ መሰላትን ዓቢ አበርኽቶ ጌሩ’ዩ' ይብሉ አብ ሕ/ሃ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ዛይድ ራዓድ አል-ሁሴን ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

‘ሰብኣዊ መሰላት ክማላእ ዝተርፎ ገና ብዙሕ ብድሆታት ኣሎ’ ሕ/ሃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:49 0:00

XS
SM
MD
LG