ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ ውዒሉ


ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን(አካለ ጉዱኣት) 3 ታሕሳስ,2016 ዓ.ም ውሕደት ሃገራዊያን ማህበራት ስንኩላን ሓይሊ’ዩ ብዝብል ቴማ ኣብ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ቀጽሪ ኤክስፖ ተዘኪሩ ኔሩ።

ኣብቲ ናይ ዝክሪ መደብ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣቶ ካህሳይ ገብረህይወት ዘስምዕዎ ቃል ስንኩላን ንዘለዎም ብድሆታት ንምፍታሕን ነቲ ዝድለይ ሸቶ ንምውቃዕን ተሳታፍነትን ውህደትን ማህበራት ኣገዳሲ እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ ውዒሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:51 0:00

XS
SM
MD
LG