ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ መጽናዕቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ


እቲ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ዝተኸፍተን፡ ንሰለስተ መዓልታት ዝቕጽልን ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ መጽናዕቲ ኤርትራ፡ ዕላምኡ ንሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ዝምልከት ናይ ምይይጥን ክትዕን መድረኽ ንምኽፋት ምዃኑ፡ ኣብ ኮሚሽን ላዕላዋይ ትምህርቲ ዲረክተር ኣህጉራዊ ርክባት ፕሮፈሰር ዘመንፈስ ጽገ ገሊጹ።

ኣብ`ቲ ኣህጉራውያን ዲፕሎማትን ወከልቲ ሕቡራት ሃገራትን ዝተረኽብሉ ጉባኤ፡ ኣስታት 500 ምህራትን ዕዱማትን ይሳተፉ`ለዉ፡ 130 መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ`ውን ከምዝቐርብ ተሓቢሩ`ሎ። ኣብ`ቲ ጉባኤ ዝተረኽበ ወኪልና ብርሃነ በርሀ ዝርዝሩ ልኢኹ`ሎ።

ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ መጽናዕቲ ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተኸፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:14 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓደ ካብ ኣወሃሃዲ ናይዚ ኮንፈረንስ ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ሰናይ ወልደኣብ

ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ መጽናዕቲ ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተኸፊቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:34 0:00

XS
SM
MD
LG