ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ብመንጸር ቢሊዮናት ዶላር ዝውንን ዓለም-ለኸ ኢንዱስትሪ ቡን ሓረስቶት ዝረኽብዎ ውሑድ’ዩ' ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ


ፋይል- ኢትዮጵያዊያን ሓረስቶት ቡን ጥቅምቲ 11,2002
ፋይል- ኢትዮጵያዊያን ሓረስቶት ቡን ጥቅምቲ 11,2002

ሓረስቶት ቡን ዝረኽብዎ ረብሓ ብመንጽር'ቲ ብዙሕ ቢሊዮን ዶላር ዝውንን ዓለምለኸ ኢንዱስትሪ ኣዚዩ ውሑድ ብምዃኑ ከምዓራረ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ተላቢዮም።

እቲ ኢንዱስቱሪ ንደቂ-ኣንስትን መንእሰያት ኣዋልድን ዝሓቁፈን ዝሓሸ ክፍሊት ዘርክበለንን ክኸውን ኣለዎ እውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG