ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፡ ሽግር ከባቢኡ ንምፍታሕ ኣብ ምህዞ ዝርከብ መንእሰይ


መቐለ፡ ሽግር ከባቢኡ ንምፍታሕ ኣብ ምህዞ ዝርከብ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:09 0:00

መቐለ፡ ሽግር ከባቢኡ ንምፍታሕ ኣብ ምህዞ ዝርከብ መንእሰይ

ተማሃራይ 12 ክፍሊ ኣለማየሁ ሳሙኤል፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ንዝርእዮ ጸገማት ንምፍታሕ ኣብ ቀጻሊ ምብልሓትን ፈጠራን ዘሎ መንእሰይ’ዩ። ንመራኸቢታት እተገልግል መሳርሒ፡ ካብ ሽንቲ ጸዓት እትፈጥር ማሺን ገለ ካብቲ ምህዞታቱ’ዩም። ነዚ መንእሰይን ንምህዞታቱ ብዝምልከት ንሰብ-መዚ ብምዝርራብ ዝተዳለወ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG