ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ህንዲ አፍሪቃ ተዛዚሙ


ምድረ ተስፋን ዕድላትን’ ኢሎም ይገልጽወን ንህንዲን ኣፍሪቃን ቀ/ሚ ህንዲ ኔሪንዳ ሙዲ። ንሶም ብተወሳኺ ምስ ኣፍሪቃ ምሕዝነትን ዕብየትን ይጽበየና ኣሎ'ውን ይብሉ።

ኣብ’ቲ ካብ ጥቅምቲ 26-29,2015 ዝተካየደ ዋዕላ ህንዲ አፍሪቃ ልዕሊ 40 መራሕቲን ወከልቲን ሃገራት ኣፍሪቃ ይሳተፉ ኣለው።

ኢትዮጵያ ብደረጃ ቀ/ሚ ኤርትራ ድማ ብደረጃ ሚንስትር ወጻኢ ይሳተፋ ኣለዋ።

ሃገሮም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኣፍሪቃ ከምተሕይል ዝጠቀሱ ሚስተር ሙዲ 10 ቢልዮን ዶላር ንልቃሕ 600 ሚልዮን ዶላር ድማ ምዕባለ በጀት ኮይኑ ተቐሪቡ ኣሎ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ንምስማዕ ይኸአል።

ዋዕላ አፍሪቃን ህንዲን ተዛዚሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

XS
SM
MD
LG