ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኤርትራውያን ን26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ርእይቶ ይግምግሙ (ካልኣይ ክፋል)


ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ኣብ ኩንስ ዪነቨርሲቲ ካናዳ፡መምህር ታሪኽ `ዩ። ኣቶ ዳንኤል ኣብርሃ ድማ ካብ ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራ ሓደ`ዩ።

ዶ/ር ዓወት ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ድሕሪ ናጽነት ዓመታት፡ ከምቲ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተራእየ፡ ኣብ ምኽባር ግዝኣተ-ሕጊን፡ ዕድላት መንእሰያትን ድኽመታት ከምዘሎ ክገልጽ ከሎ፡ ኣቶ ዳኒኤል ድማ፡ ምስ`ቲ ኩሉ ግዳማዊ ሸርሕታት፡ ንኤርትራ ልዑላውነታ ሓልዩ ዝቕጽል ዘሎ መንግስቲ፡ ኣወንታዊ ስርሑ ይዓዝዝ ይብል።

ብዛዕባ ተራ ምሁራት ኣብ ምትህድዳእ ስደት-መንእሰያትን፡ ምኽባር ኣህጉራዊ ሕግታትን ዝምልከት ንዝቐረበ ሕቶ ብዝምልከት ካልኣይ ክፋል እቲ ክትዕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG