ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽንብል ቃለ-መሓላ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ


ጽንብል ቃለ-መሓላ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:52 0:00

ጽንብል ቃለ-መሓላ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ

ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ቃለ-ማሕላ ኣብ ዝፈጸመሉ እዋን፡ ንብዙሓት ፍሉይ ታሪኽ እዩ ኔሩ። ብዙሓት ኣመሪካውያን ነቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዘሎ ሓያል ቀዝሒ ተጻዊሮም ነታ መዓልቲ ብዝተፈላለየ መንገድታት ጸንቢሎማ።

ፕረዚደንታዊ ጽንብል 2025፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ታሪኻዊ'ዩ ኔሩ። ብሰንኪ`ቲ ዝነበረ ሓያል ቁርን ቀዝሕን ጽንብል ፕረዚደንት ኣብ ውሽጢ ህንጻ ባይቶ ኣመሪካ ክግበር'ዩ ተመሪጹ። 600 ዝኾኑ ሰባት ኣብ ውሽጢ ኮይኖም ብቐጥታ ክዕዘብዎ ከለዉ፡ ኣሸሓት ግን ኣብቲ ኣብ ቅድሚ ካፒቶል ሂል ዘሎ ሰጣሕ ጎልጎል ኮይኖም ነቲ ዘሎ በረድን ቀዝሕን ተጻዊሮም ይከታተልዎ ኔሮም። ነቲ ጽንብል ኣብ ተለፎና ትከታተሎ ዝነበረት ሀይዲ ፊንች ካብ ኦርላንዶ ፍሎሪዳ ዝመጸት ኮይና፡ ትርጉም ዘለዎ ነገራት ክምለስ ምርኣየይ ሕጉስቲየ ትብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG