ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ደለይቲ ረድኤት ብ2.2 ሚልዮን ምውሳኹ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ደለይቲ ረድኤት ብ2.2 ሚልዮም ምውሳኹን ነዚ ምላሽ ንምሃብ ምስ መንግስቲ ይሰርሑ ምህላዎም ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ኣፍሊጡ።

ብመሰረት ተገምጊሙ ዝወጸ ሓድሽ አሃዝ ረድኤት መግቢ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን 7.8 ሚልዮን ከምዝበጽሓ ተፈሊጡ’ሎ።

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ተገሊጹ ዝነበረ አሃዝ ኣብ እዋን ጸደይ ዝህልው ዝናብ ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝነበረ እንተኾነ ግን እቲ ዝናብ ብዘይምምጽኡ ቁጽሪ ተሓገዝቲ ምውሳኹ ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ደለይቲ ረድኤት ብ2.2 ሚልዮን ምውሳኹ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

XS
SM
MD
LG