ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ፈተነ ንምምሕያሽ ባህላዊ ኣተሓራርሳ መሬት


ኤርትራ፡ ፈተነ ንምምሕያሽ ባህላዊ ኣተሓራርሳ መሬት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:52 0:00

ኤርትራ፡ ፈተነ ንምምሕያሽ ባህላዊ ኣተሓራርሳ መሬት

ኣብ ባህላዊ ኣገባብ ማሕረስ ንዝጠፍእ ሃልኪ ንምጕዳልን ኣፍራይትነት ንምዕባይን ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ምሕረትኣብ ዝተመሓየሸት ሓራሲት መሬት ብምድላው፡ ኣብ መበል 10ይ ፈስቲቫል ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራ ኣቅሪቡ፡ ሓንቲ ካብ ቀዳሞት ብምኳን'ውን ተሸሊማ'ላ።

ንመድሃኔ ብዛዕባ ስርሑን ዘዳለዋ መሳርሒትን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG