ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተኣሲሮም ንዝርኸቡ ናይ ኤፌኮ መራሕቲ ምርመራ ድሕሪ ምዝዛሙ ተወሳኺ ቆጸራ ምሃብ ግቡእ ኣይኮነን ይብሉ ጠበቐኦም


ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ፈዴራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ዝተኻየደ ምርመራ ድሕሪ ምዝዛሙ እንደገና ናይ 28 መዓልታት ቆጸራ ምሃብ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ናይቲ ፓርቲ ኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ ኣቶ ወንድሙ ኢብሳ ንድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ኣምሓርኛ ገሊጾም።

ኣቶ ወንድሙ ብተወሳኺ ንሶም ዝጣበቑሎም ልዕሊ 30 ዝኾኑ እሱራት ኣባላት'ቲ ፓርቲ ኣብ መጋባእያ ቀሪቦም ጉዳዮም ንከይከታተሉሎም ብፖሊስ ተአጊደ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG