ኣዲስ ኣበባ —
ሂዩማን ራይትስ ፈርስት ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣወሃህባ ፓስፖርት ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ክልል ትግራይ ኣድልዎ ይፍፀም ከምዝሎ ብዝገበርኩዎ ምፅራይ ኣረጋጊፀ ይብል። እቲ ትካል ኣብ ተወላዶ ካልኦት ብሄራት ኢትዮጵያ ዘይርአ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ክልል ትግራይ ተወሳኺ ሰነዳት ከም ዝሕተቱን እዚ ድማ ንሕገ-መንግስቲ እታ ሃገር ዝፃረርን’ዩ ይብል። እቲ ትካል ግን ብሰንኪ ምድርራብ ስራሕ እምበር ንተወላዶ ትግራይ ብፍሉይ ዝዓለመ ኣይኮነን ይብል።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ