ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ምዕዳል ፓስፖርት ናብ ዝነበሮ ግዜ ተመሊሱ ኣሎ” ቤት ፅሕፈት ኢሚግረሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ


“ምዕዳል ፓስፖርት ናብ ዝነበሮ ግዜ ተመሊሱ ኣሎ” ቤት ፅሕፈት ኢሚግረሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

ዋና ዳይረክተር ጉዳይ ኢሚግረሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ሰላማዊት ዳዊት ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፡ ቤት ጽሕፈተን ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 640-ሽሕ ፓስፖርት ብምዕዳል ነቲ ዝፀንሐ ነዊሕ ትፅቢት ከም ዘቃለሎ ገሊጸን። እተን ዋና ዳይሬክተር ብዘይ ሕጋዊ ሰነድ ኣብ ኢትዮጵያ ክቕመጡ ንዝፀንሑ ዜጋታት ወፃኢ’ውን ስጕምቲ ከም ዝወሰዳ ኣመልኪተን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG