ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓፈሻዊ ቁጠባኣን ምዕባለ ዘየርኣየ 17 ሃገራት ዓለም ከምዘለዋ ተሓቢሩ


ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ዕብየት ሃገራት ኣፍሪቃ ምንቁልቋሉ ዳይሬክተር ዓለምለኸ ትካል ገንዘብ ክሪስቲን ለጋርደ ገሊጸን።

ንሰን ነዚ ዝገለጻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘኻይድኦ ዘለዋ ምብጻሕ እዩ።

ኣብ ፖሊሲ ገንዘብ ዘጋጠም ምጉዳል 15 ሚእታዊት ተቐቢልናዮ ኔርና እንተኾነ ከምቲ ንሰበስልጣን ዝሃበርኽዎ ሰደድ መሰረት ዝገበረ ቁጠባ ንምምስራት ልዑል ተዓጻጻፊነት ዘለዎ ናይ ገንዘብ ፖሊሲ የድልይ'ዩ።

ሓፈሻዊ ቁጠባኣን ምዕባለ ዘየርኣየ 17 ሃገራት ዓለም ከምዘለዋ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:16 0:00

ሰደድ መሰረት ዝገበረ ፖሊሲ ቁጠባ ክህልው ድማ ንናይ ናይ ውሽጢ ሃገር ስርሓት ዋጋ ምጉዳል የድልይ። እዚ ድማ አታዊ የጉድል ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ስርሓት ድማ ንሰደድ ዝዓለመ ይኸወን: እዚ ድማ ኣብ ዋጋ ገንዘብ ዘጋጠመ ምጉዳል ዘመሓይሽ ክኸውን ተስፋ ንገብር ኢለን።

ብመሰረት ዓመታዊ አታዊ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ቁጠባአን ዘይምዕብል ዘሎ 17 ሃገራት አለዋ ክብላ'ውን ሓቢረን።

XS
SM
MD
LG