ተመዛበልቲ “ይኣክል!” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ይሰማማዕ

ተመዛበልቲ “ይኣክል!” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ይሰማማዕ

No media source currently available

ተመዛበልቲ “ይኣክል!” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ይሰማማዕ

ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም።

ክልተ ዓመታት ድሕሪ ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ኣብ ህይወቶም ዝተለወጠ ነገር ከም ዘየለ ዝገልጹ እቶም ተመዛበልቲ፡ ንኹሉ ወገናት መሪሕነት ይኸሱ። ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ግን ምስ ጠላባቶም ከም ዝሰማምዕ ይገልጽ።

​
XS
SM
MD
LG