ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኬንያ ኣብ ሶማል ዝወሰደቶ ወተሃደራዊ ምትእትታው ድሕሪ ናጽነታ ዝዓበየ ጸጥታዊ ጠላዕ`ዩ ተባሂሉ


ኬንያ ጽፉፍ ስትራተጂ እንተዘየውጺኣ ፡ኣብ ሶማል፡ ናይ ምጥሓል ኩነታት ከጋጥማ ይኽእል`ዩ ይብል ICG

ዲረክተር ፕርጀክት ቐርኒ ኣፍሪቃ EJ Hogendoorn ዝተናውሐ ወተሃደራዊ ምትእትታው፡ ሓዲሽ ቁስሊ ክኸፍት ይኽእል`ዩ፡ ብድሕሪ ግንባር ሰራዊት ኬንያ ከይተረፈ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ ኸለዓዕል ይኽእል`ዩ ይብል። “ኣል-ሸባብ፡ ኣብ 2006 ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክዋጋእ ኸሎ ትምህርቲ ስለዝወሰደ ምስ ሰራዊት ኬንያ ገጽ ንገጽ ምውጋእ ገዲፉ ናይ ድብያ ታክቲክ ይጥቀም ኣሎ”።

ከም እምነት EJ Hogendoorn ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ናይ ረብሓ ግጭት ኣሎ፡ ናይ ረብሓ ሓባራውነት`ውን ኣሎ ንኣል-ሸባብ ኣብ ምስዓር።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG