ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኩነታት ጥዕና ቀ/ሚ መለስ ይመሓየሽ ኣሎ`- ኣቶ በረኸት ስምኦን


ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚሩ፡ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዓሪፎም ዝብል ወረ ክናፈስ ቀኒዩ`ሎ

ብዛዕባ ጥዕና ኣቶ መለስ ዝብሃል ነፍስወከፍ ቤላ ቤሎ፡ መንግስቲ ምላሽ ከምዘይህብ ዝገልጹ ኣቶ በረኸት፡ መደበር ተለቪጅን ኢሳት ዝፈነዎ ወረ፡ ክቕጽል ዘይኽእል ሓሶት`ዩ ኢሎም ከም ሓበሬታ ጋዜጣ ሪፖርተር።

ኢሳት ተለቪጅን፡ ንኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው(ICG) ከም ምንጪ ብምጥቃስ፡ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ሞይቶም ኢሉ ከምዝኣወጀ ይፍለጥ። ድሓር ግን ICG ንባዕሉ ብዛዕባ ጥዕና ኣቶ መለስ ዝፈልጦ የብለይን ምባሉ ሪፖርተር ጠቒሱ`ሎ።

ፈነወ ቪኦኤ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG