ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ንስልጣን ፕሬዝዳንት ኢስያስ ዘስግእ ምልክት ይርአ ኣሎ ይብል ICG


International Crisis Group
International Crisis Group
ትማሊ ዝተዘርግሐ ፀብፃብ ትካል ጉጅለ ዓለምለኸ ቅልውላው ICG ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ስልጣኖም ንፕሬዝዳንት ኢሳያስ ዘስግኦም ምልክታት ከሚድ ማሕበራውን ፖለቲካውን ማሕበራውን ምክፍፋል ይርአ ሰለዘሎ ናይ ቀረባ ቆላሕታ ይወሃበሉ ክብል ፀዊዑ’ሎ።

ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ብወገኖም ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ እታ ኣዝያ ዝተረጋግአት ሃገር እያ፣ ናይ ICG ምገለፂ ኣብ ሓቂ ዘይተዘምስረተ እዩ ኢሎም ኣለው።

ንስልጣን ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ዘስግእ ፖለቲካውን ማሕበራውን ምክፍፋል ይርአ ሰለዘሎ ማሕበረሰብ ዓለም ንኤርትራ ከቕልበላ ኢሉ ICG ንዘውፅኦ መግለፂ እቲ ኣበሃህላ ምስ ሓቂ ከምዘይሳነን ኤርትራ ካብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ እታ ኣዝያ ምርግጋእ ዘለዋ ሃገር፣ብቑጠባ’ውን ካብ ምሉእ እቲ ዞባ ብዝለዓለ ትግስግስ ዘላ ሃገር እያ ኢሎም

ICG ብዛዕባ ኤርትራ ዘውፅኦ መግለፂ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ትምኒታዊ እዩ ክብሉ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ገሊፆም:

ንኽሊቲኡ ወገን ዝሓዘ መደብ ተኸታተሉ፡
ICG-Eritrea
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:16 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG