ናይሮቢ —
ምኽትል ፕረዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ሓደ ዳይሬክተር ሬድዮ ውሽጢ ሃገርን ኣብቲ ናይ 2007- 2008 ዓ.ም.ፈ ዝነበረ ህውከት ድሕሪ ምርጫ ኬንያ ኢድ ኔርዎም ብዝብል ብዓለም-ለኸ ቤት ፍርዲ ገበናት (ICC) ቀሪቡ ዝነበረ ክሲ እቲ ቤት-ፍርዲ ሰሪዝዎ’ሎ።
ዊልያም ሩቶ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ እዚ ውሳኔ ንጹህ ምኳነይ ዘርኢ’ዩ ኢሎም’ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።