ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ፍሎሪዳ ብህቦቡላ ሚልተን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ኣብ ዝበፅሕሉ እዋን ንመስርሒ ዝተቛረፀ መስመራት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናብ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓዱሽ ሓገዝ ክህቡ ምዃኖም ቃል ኣትዮም። ዋላ’ዃ ፃዕሪ ምብፃሕ ሓገዝ ይቕፅል እንተሎ ምስ ምቅራብ መዓልቲ ምርጫ ተተሓሒዙ ግጉይ ሓበሬታ ብናህሪ ይበዝሕ ምህላዉ ሰበስልጣን የጠንቅቑ።

ቅጥዒ