ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፤ መንግስቲ ሓገዝ መግቢ ናብ ክልል ትግራይ ምልኣኽ ምጅማሩ ተገሊጹ


ኢትዮጵያ፤ መንግስቲ  ሓገዝ መግቢ ናብ ክልል ትግራይ  ምልኣኽ ምጅማሩ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:54 0:00

ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 126-ሽሕ ኩንታል ሓገዝ መግቢ ናብ ክልል ትግራይ ምልኣኽ ምጅማሩ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ እዚ ሓገዝ ን745- ሽሕ ተመዛበልቲ ዝውዕል እዩ ተባሂሉ'ሎ፡፡ ዳይሬክተር ቅድመ መጠንቀቕታ እቲ ኮምሽን ኣይተ ገብረእግዚኣብሄር ኣረጋዊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብዝነበረ ሕፅረት ዝናብ ኣብ 23 ወረዳታት ድርቂ ከምዘጋጠመ ሓቢሮም፡፡

​
XS
SM
MD
LG