ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሱማሊያ ከባቢ ኦጋዴን ቅድሚ ክልተ ዓመት ልዕሊ 65 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ልዕሊ 150 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ልዕሊ 15 ሚሊዮን ብር ዝግመት ንብረት ምዕናውን ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ነቲ ገበን ዝፈጸመ ፍሉይ ፖሊስ ዝበሃል ሓይሊ ምኳኑን ጉባኤ ሰብዓዊ መሰላት ገሊጹ።ገበርቲ ድማ ናብ ፍትሒ ክቀርቡ ይጽውእ እቲ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት።
ምሉእ ዝርዝር አብዚ ምስማዕ ይኸአል።