ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተዓዋቲ ፊልም ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ


ተዓዋቲ ፊልም ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:29 0:00

ተዓዋቲ ፊልም ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ነቲ ብዓለም ደረጃ ዝኽበር መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ምኽንያት ብምግባር፡ ፈስቲቫል ፊልም ኣካዪዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝቐረበ ስርሓት ኣብ ዙርያ ሰብኣዊ መሰላት ኣተኲሩ ዝተሰርሐ ምዃኑ’ዩ። ኣብዚ ውድድር ፊልም ቀዳማይ ምስ ዝወጽኣት ፊልም ኣዳላዊ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምክልትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG