ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣውነት ኣብ አዲስ አበባ ተኸቢሩ


ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሕ/ሃ አተሓባሪት ሰብኣዊ ረድኤት አሁና አኒቺ
ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሕ/ሃ አተሓባሪት ሰብኣዊ ረድኤት አሁና አኒቺ

ሎሚ ኣብ አዲስ አበባ ዝተኸብረ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣውነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሓደጋ ደርቂ ምላሽ ኣብ ምሃብ ስራሕ ዝተዋፈሩ ዜጋታት ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ንሰርሕተኛታት ረድኤት ብምምስጋን ተዘኺሩ።

መዓልቲ ሰብኣዊነት ኣብ አዲስ አበባ
መዓልቲ ሰብኣዊነት ኣብ አዲስ አበባ

ኣብቲ ስነ ስርዓት ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ ስራሕ፡ሕቡራት ሃገራት ወከልቲ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊ ትካላትን አምባሳደራትን ካል ት አጋይሽ ዝተረኽቡ ክኾኑ ከለው ነቲ ስር ስርዓት ዝኸፈትኦ አብ ኢትዮጵያ ናይ ሕቡራት ሃገራት አተሓባሪት ሰብኣዊ ረድኤት አሁና አኒቺ’ውን አበርኽቶ ሰራሕተኛታት ረድኤት ቀሊል ኣይኮነን ክብላ ኣብቲ አጋጣሚ ገሊጸን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣውነት ኣብ አዲስ አበባ ተኸቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:17 0:00

XS
SM
MD
LG