ናይሮቢ —
ካብ መንጎ እቶም ዝተአሰሩ አብ ሜልበርን አውስትራልያ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ አብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን ብዕድመ ዝሸምገሉ አደ ከምዝርኸብዎም ተፈሊጡ’ሎ ይብል ሁማን ራይትስ ዎች።
ብተወሳኺ ሰለስተ አሕዋት አበይ ከምዝአተዉ ሃለዋቶም ክፍለጥ ኣይተኻእለን ይብል።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።