ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ኣባል ኣተሓሕዛ ናይ ተፈጥሮ ፀጋታት ዘተባብዕ ትካል ክትኸውን የብላን ኢሉ ሓደ ጉጅለ ሰብኣዊ መሰላት


Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo
Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo
ኢትዮጵያ መንግስታት ካብ ተፈጥሮኣዊ ፀጋታቶም ዝረኽብዎም ኣታዊታት ብዝሓሸ ንኽሕዝዎ ናይ ዘተባብዕ ቀንዲ ዓለምለኸ ተበግሶ ኣባል ክትኸውን የብላን ኢሉ ንሰብኣዊ መሰላት ዝሕለቕ Human Rights Watch።

እቲ ጉጅለ ሎማዕንቲ ዓርቢ ከምዝገበሎ ኢትዮጵያ ካብ ኣባልነት Extractive Industries Transparency Initiative – EITI ዝተባህለ ትካል ክትእገድ ኣለዋ ኢሉ።

ኣብ Human Rights Watch ላዕለዋይ ክኢላ ንግድን ሰብኣዊ መሰላትን ሊዛ ሚዞል ኢትዮጵያ ንነፃ ድምፅታት እትጭቁን እያ ኢለን።

EITI ካብ ነዳዲ፣ናይ ተፈጥሮ ጋዝን ናይ ዕደና ኢንዱስቱሪታትን ዝርከብ ኣታዊ ናይ ኣተሓሕዛ ግልፅነት ንምጥንኻር ዝተጣየሸ ትካል እዩ።ኣባልነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኦሶሎ ኣብዝካየድ ኣኼባ ክውሰን ትፅቢት ይግብር።

ኢትዮጵያ ኣብ 2010 ኣ/ፈ ኣባል እቲ ጉጅለ ንኽትኸውን ፈቲና ተቐባልነት ኣይረኸበትን።
XS
SM
MD
LG