ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝቐረበ ረቂቕ HR 128 ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሚያዚያ ድምፂ ክውሃበሉ’ ዩ


ኣብ ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ኣሳታፊ ዝኾነ ምምሕዳርን ንምትብባዕ ብዝብል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝተፈላለየ ብርክታት ክመኽረሉ ዝፀንሐ HR-128 ተባሂሉ ዝፅዋዕ ረቂቕ ውሳነ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሚያዚያ ድምፂ ክውሃበሉ ቆፀራ ከምዝተውሃበ ተገሊፁ።

እዚ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ኒውጀርሲ ዝኾኑ ሪፖብሊካን ኮንግረስማን ክሪስ ስሚዝ ዝቐረበ ረቂቕ ኣብ ኢትዮጵያ ይፍጸሙ ኣለው ንዝተባህሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ምንክልባት ዜጋታትን ዝርዝር መርትዖ ዝሓዘ እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG