ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውሳነ 128 ኣብ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ጸዲቑ


ኣብ ኢትዮጵያ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ብሓፈሻ ድማ ንምምሕዳር’ታ ሃገር ምስ ፖሊስ ኣሜሪካ ዝሳነ ክኸውን ዝዓለመ ውሳነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ጸዲቑ።

እቲ ብባይቶ ኣሜሪካ ዝሓለፈ ውሳነ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፈጸምዎ ቕትለት ንኹንን ካብ ዝብል ካብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመየ መርማሪ አካል አትዩ ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኸጻሪ ክፍቐደሉ ዝሓትት’ዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ኽብሪ ደው ዝበለ ኹሉ ሓቖፍ ምምሕዳር ኽህልው ንምድጋፍ ዝቖመ ምዃኑ ዝገልጽ ውሳነ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳ ያት ኣሜሪካ ብመንጽር ዘሎ ዳሕረዋይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዝወሃብ ናይ ጸጥታ ሓገዝ ዳግም ክግምግም ጸዊዑ’ሎ።

ኣብ ዙርያ እቲ አዳራሽ ዝተአኸቡ ኢትዮጵያዊያን ብምሕላፍ’ቲ ውሳነ ሓጎሶም ክገልጹ ተራ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ውሳነ 128 ኣብ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ጸዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:20 0:00

XS
SM
MD
LG