ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደጋ ኢቦላ ንምቁፅፃርን ንምንካይን


ሕማም ኢቦላ ከይሕዘኩም

1.ኢቦላ ንዝሓዞም ሰባት ከይትትንክፉ።ምልክት ኢቦላ ረስኒ፣ምቅያሕ ዓይኒ፣
ተምላስን ቅርፀት ከብዲን‘ዮም።
2.ኣእዳውኩም ደጋጊምኩምን ኣፅቢቅኩምን ተሓፀብዎ።ፅሩይ ማይን ሳሙናን
ተጠቀሙ።
3.ብኢቦላ ንዝሓመመ ሰብ ክትሕብሕቡ እንተኾይኑ ጓንቲ ተጠቀሙ።
4.ስጋን ፃባን ውፅኢታቱን ቅድሚ ምብላዕኩም ኣብስልዎ።
5.ንጥሪት ቅድሚ ምትንካፍኩም፣ጓንቲ ተጠቀሙ።
6.ብኢቦላ ንዝሞተ ሰብ ኣይተንክፉዎ።

ምንጭታት፣ማእከል ቁፅፅር ሕማማት፣ፕላን ኢንተርናሽናል

XS
SM
MD
LG