ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሓድሽ ኲናት’ዶ ወይስ ካልእ ካርታ?


ኣምባ. ዓብደላ ኣደም: መም. ኣብርሃ ተኽሉ: ዶ/ር መብራህቱ ኣተወብርሃን:
ኣቶ ኣለማየሁ ፈንታው ወ/ማርያም
ኣምባ. ዓብደላ ኣደም: መም. ኣብርሃ ተኽሉ: ዶ/ር መብራህቱ ኣተወብርሃን: ኣቶ ኣለማየሁ ፈንታው ወ/ማርያም

በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ኤርትራን ካልእ ኣብ ባይታ ይርአ ኣሎ ዝብሃል ምልክታትን ናብ ኲናት ከይእቶ ሻቕሎት ህዝቢ እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ። ድምጺ ኣመሪካ ኣብዚ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም በበይኖም ኣካላት ከም ዘዘራረቦ ግን ተኽእሎታት ኲናት ንእሽቶ ይመስል። እንተዀነ ካልእ ኣብቲ ዞባ ዝምዕብል ዘሎ ርክባትን ዳግመ-ስርርዕ ሓይልታትን ምስ ናይ ግዳማዊ ድርኺት ተደማሚሩ ካልእ ውጽኢትን ቅርጺን ክህብ ዝኽእል ይመስል። ናይ ቅድም ዲፕሎማት፡ ክኢላ ሕገ-መንግስቲ፡ ኣብ መሬት ዝርከቡ ተንተንቲን ካልእ ምስቲ ዝብሃል ዘሎ ወረታትን መብርሂ ክህቡ ዝኽእሉ ክኢላታት ብምዕዳም ዝተኻየደ ትንታነ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG