ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ሕውየት ሞናሊዛ' ምትእኽኻብ ገንዘብ ንግዳያት ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ትግራይ


ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተደጸመ ጻታዊ ጥቅዓት ዝመበገሲኦም ኤርትራዊያን ‘ሕውየት ሞናሊዛ’ ‘Hope to the Sexual Victims in Tigray’ ዝብል መደብ ምትእኽኻብ ገንዘብ ጀሚሮም ኣለው።

ሸቶና ይብሉ ኣተሓባበርቲ’ቲ ‘ጎ ፈንድ ሚ’ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ሓደ ሚእቲ ሽሕ ዶላር ኣኪብካ ነተን ግዳያት ጾታዊ ጥቅዓት ኮይነን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንምርካብ እዩ።

ኣጋይሽና ኤርትራ ኣሜሪካዊያን ቴድሮስ ገረመስቀልን ዮርዳኖስ ገረመስቀልን ከምኡውን ኢትዮጵያ ኣሜሪካዊያን ተኽለብርሃን ገረዝጊሄርን ምልእተ ብርሃነን እዮም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:57 0:00


XS
SM
MD
LG