ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሆላንድ ገለ 'ትሕቲ ዕድመ' ኤርትራውያን ስደተኛታት ነፍሰ-ጾራት ኾይነን ዝተባህለ ይምርመር'ሎ ተባሂሉ


Rotterdam City
Rotterdam City

ኣብ ሆላንድ ገለ 20 ዝኾና 'ትሕቲ ዕድመ' መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ነፍሰ- ጾራት ምዃነንን እዚ ድማ ናብ ቤተ-ክርስትያን ኣብ ዝኸዳሉ እዋን ምኻኑ ስለዝገለጻ ናብቲ ቤተ-ክርስትያን ከይከዳ ከልኪልናየን ክብላ ነተን ኣዋልድ ዝኣልያ ምስ መንግስቲ ብምዃን ዝዓያ ማሕበራት ስደተኛታት ከም ዝገለጻ ሃብቶም ዮውሃንስ ኤርትራዊ ሆላንዳዊ ጋዜጠኛ ካብ ሆላንድ ንቪኦኤ ገሊጹ።

ሃብቶም ብተወሳኺ እቲ ጉዳይ ብፖሊስ ሆላንድ ይምርመር ከምዘሎን ፓርላማ’ታ ሃገር’ውን ይዘራረበሉ ከምዘሎ ሓቢሩ ፡ ግን ዛጊት እዚ ኾይነ ኢላ ዝወጸት ኤርትራዊት ጓል-ኣንስተይቲ ከምዘይተረኸበት'ውን ገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብ ሆላንድ ገለ 'ትሕቲ ዕድመ' ኤርትራውያን ስደተኛታት ነፍሰ-ጾራት ምኻነን ይምርመር’ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:49 0:00

XS
SM
MD
LG