ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደግሲ ኤች-ኣይ-ቪ/ ኤድስ ኣብ ክልል ትግራይ


ሓላፊ ኣገልግሎት ምክልኻል ኤድስ ኣይተ ይርጋ ገብረዝግኣብሐር
ሓላፊ ኣገልግሎት ምክልኻል ኤድስ ኣይተ ይርጋ ገብረዝግኣብሐር

ኤች-ኣይ-ቪ/ ኤድስ : ኣብ ክልል ትግራይ ከም ብሓዲሽ ምድጋሱ፡ ኣብ`ቲ ኽልል፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ምክልኻል ኤድስ ኣይተ ይርጋ ገብረዝግኣብሐር ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፡ ብምኽንያት ብደረጃ ዓለም ዝተኸብረ መዓልቲ ኤይድስ፡ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝተኸብረሉ አጋጣሚ እዩ፡፡

ኣይተ ይርጋ ገብረእግዝኣብሄር መግለፂኡ እንትቅፅል ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓማውቲ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ኣትየ ዝፈጠሮ በሰላ ንመንግስቲ እቲ ዝዓበየ ፀገም ነይሩ፡፡ ወላዲ ብውልዱ ፣ወላዲ ጠዋሪ ዘይብሉ ምትራፍ ምስ በዝሐ ክስንብድ ጀሚሩ፡፡ ዋላ ደንጉዩ ይኹን መንግስቲ፣ገበርቲ ሰናይን ህዝብን ብሓባር ኮይኖም ምውፋሮም ጀሚሮም፣ ዕድመ መናውሒ መድሓኒት ምትእትታው እውን ኣብ ዓራት ዝውዕል ብምንካዩ ድምር ውፅኢት ኣብ ዝሓለፉ 7 8 ዓማውቲ ክግታእ ተኻኢሉ ነይሩ እዩ፡፡

ሕዚ ድማ በብዓመቱ ቁጽሩ አናወሰኸ ናብ 1.81 ሚኢታዊ ከባቢ ምብፅሑ ልብና ክፈርሽ ክንድንግጽ ገይሩና ኣሎ፡፡ እዚ ድማ ተስፋ ገይርካ በቲ ለውጢ ዓጊብካ ሸለል ምባል ዘፈጠሮ እዩ፡፡ እቲ ሕማም ከም ሓዱሽ ክድግስ ዘኽኣሎ:ስለዚ ዓብዩ ሰራሕ ከምዘለኒ የርእየኒ እዩ ዝብል ዝርከቦ ሓሳብን ካለእ መብርህን ሂቡ ኣሎ፡፡

ኤች-ኣይ-ቪ/ ኤድስ : ኣብ ክልል ትግራይ ከም ብሓዲሽ ምድጋሱ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:36 0:00

XS
SM
MD
LG