ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ?


 ዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:02 0:00

ዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ?

ዝርገሐ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ እቲ ኣብ 2020 ዝተወለዐ ኲናት ናብ 1.3 ወሪዱ ከምዝነበረ’ዩ ፀብፃብ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል የመልክት። ድሕሪ እቲ ኲናት ዘሎ ሓበሬታ ከምዘርእዮ ግን፡ ዋላ’ኳ ንምሉእ ክልል ዘጠቓልል መፅናዕቲ ኣይካየድ እምበር፡ ካብቲ ኣፈናዊ ገምጋም ብዕፅፊ ምውሳኹ የመልክት።

ኣብ ምክልኻል፡ ግንዛበ ምፍጣርን ምስቲ ቫይረስ ንዝነብሩ ሓገዝ ብምሃብ ኣብ ክልል ትግራይ ዓብዪ ለውጢ ንኽመፅእ ግደኦም ካብ ዘበርከቱ መስራቲን ኣካያዲ ስራሕን ትካል ኦሳድ ዝዀነ ኣይተ ይርጋ ገብረእግዚኣብሄር ብዛዕባ ሎሚ ዝርአ ዘሎ ብዝሒን ንምክልኻል ክግበሩ ዘድልዩ ጉዳያትን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅጥዒ

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ

‘ዊጀት’ 35306 ፈሺሉ

ኣብዚኣ'ሞ

‘ዊጀት’ 35307 ፈሺሉ
XS
SM
MD
LG