No media source currently available
ሄላሪ ክሊንተን ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ናይ ፈለማ ጓለንስተይቲ ንፖለቲካዊ ሰልፊ መሪሐን ኣብ ሓፈሻዊ ምርጫ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝቐርባ ዘለዋ ኮይነን ድሕሪ ምምራጸን ኣብ ዝሃብኦ ሓጸር መግለጺ: ካልኦት ብዙሓት ደቂኣንስትዮ ኣሰር'ዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ክስዕባ ምዃነን ገሊጸን።