ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ሕድሪ` ሃገራዊ ኩባንያ ሕትመት ኤርትራ መጻሕፍቱ ኣብ ዲጂታል ሚዲያ ክጽዕን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

`ሕድሪ` ሃገራዊ ኩባንያ ሕትመት ኤርትራ መጻሕፍቱ ኣብ ዲጂታል ሚዲያ ክጽዕን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

“ሕድሪ” ሃገራዊ ኩባንያ ሕትመት ኤርትራ፡ ኣብ ዙርያ ዓለም ንዘለዉ ኣንበብቱ ንብጻሕ፡ መጻሕፍቱ ኣብ ዲጂታል ሚዲያ ክጽዕን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቦርድ ኣሕተምቲ “ሕድሪ” ኣቶ ኤፍረም ሃብተጽዮን፡ ዕላማ`ቲ ፕሮጀክት፡ ክብርታትን ባህልን ኤርትራ ንግዳማዊ ዓለም ንምብጻሕ ምዃኑ ገሊጹ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

`ሕድሪ` ሃገራዊ ኩባንያ ሕትመት ኤርትራ መጻሕፍቱ ኣብ ዲጂታል ሚዲያ ክጽዕን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

XS
SM
MD
LG