ኤርትራዊ ትካል ንትምህርትን ሓሳባትን ኣብ ኡጋንዳ

ኤርትራዊ ትካል ንትምህርትን ሓሳባትን ኣብ ኡጋንዳ

No media source currently available

ሕብሪ ኣካዳሚ -- ንትምህርቲን ሓሳባትን

“ሕብሪ ኣካዳሚ” ኣብ ኡጋንዳ ዝመሰረቱ ዝተፈላለየ ሞያዊ ስልጠናታት ብቛንቋ ትግርኛ ዝህብ ትካል'ዩ። እቲ ትካል ብማንዛ (ርሕቀት) ኣብ መላእ ዓለም ትምህርቲ ዝህብ ክኸውን ከሎ ኣብ ኡጋንዳውን ብኣካል ስልጠና ይህብ።

መስረትቲ እዚ ትካል ሰብ ሓዳር ዓወት ፍስሃየን ፉርቱና ግርማይ ብተወሳኺ ኣብ ሕብረትሰብ ብዙሕ ንዘይዝረበሎም ማሕበራዊ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ባህላዊን ልምዳዊን ጉዳያት ብምልዓል ዘካይድዎ ዘተ ንሕብረተሰብ ሓሳቦም የካፍሉ።

ኣካያዲት ስራሕን መምህርን ሕብሪ ኣካዳሚ ፉርቱና ግርማይ ኣዘራሪብናይ ኣለና።

​
XS
SM
MD
LG