No media source currently available
ኣብ ኣመሪካ ሚኒሶታ ዝርከብ ስታር ኪ ሄርንግ ፋውንዴሽን ዝተባህለ ትካል ምስ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምትሕብባር ብሓልዮትን ተገዳስነትን ዶክተር ጠዓመ እምባየ ናብ መቐለ ብምምፃእ ንምስማዕ ዝተስኣኖምን ፀገም ዘለዎምን ነበርቲ ንክልተ መዓልታት ነጻ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ሂቡ፡፡