ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣገባባት ምክልኻልን ምቁጽጻርን ሕማም ልቢ - ዶ/ር ሄኖክ ገብረጻዲቕ


ኣገባባት ምክልኻልን ምቁጽጻርን ሕማም ልቢ - ዶ/ር ሄኖክ ገብረጻዲቕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

ኣገባባት ምክልኻልን ምቁጽጻርን ሕማም ልቢ - ዶ/ር ሄኖክ ገብረጻዲቕ

ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ሰባት ዝቐትል ፈላማይ ቀታሊ ሕማም ዝኾነ ሕማም ልቢ ብዝተፈላለዩ ናይ ነቲ ሕማምን ሞትን ምንካይ ከም ዝክኣል ክኢላ ሕማም ልቢ ዶክተር ሄኖክ ገብረፃዲቕ ይምዕድ። ዶ/ር ሄኖክ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዩኒቨርስቲ ሉዊዝያና ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ሓኪም ሕማም ልብን ከምኡ’ውን ሓኪም ልቢ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ቴክሳስ’ዩ።

ዶ/ር ሄኖክ ኣብ ሆስፒታል መቐለ PCI ዝተባህለ ዓይነት ሕክምና ሕማም ዘካየደ ናይ መጀመርታ ሓኪም እዩ። ብዛዕባ ሓደጋታትን ዓይነት ወይ ደረጃታትን ሕማም ልቢ ከምኡ እውን ሕማም ልቢ ንምውጋድ ብዛዕባ ክግበሩ ዝግብኦም ጥንቃቕታትን ዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG