ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማርች 8 ዓለም ለኸ ዕለት ደቀንስትዮ፣ ንደቀንስትዮ ገጠር ብቁጠባ ምሕያል ብዝብል ቴማ ተኸቢሩ


ሎሚ ማርች-8- ዓለም ለኸ ዕለት ደቀንስትዮ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም ብዝተፈላለየ አገባባት ተኸቢሩ ዊዒሉ'ሎ።

ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከቡ ህዝብታት፣ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ ማርች -8 -ኣብ ዘኽብረሉ ዘለው እዋን ሰበ ስልጣን ክንክን ጥዕና ህዝቢ፣ ሓንፀጽቲ ፖሊስን ዓለም ለኸ ለገስቲን ፕሮግራማት ክንክን ጥዕናን ፅቡቅ መነባብሮን ብምድጋፍ ኣብ ገጠር ንዘለዋ ደቀንስትዮ ከሓይልወን ይፅውዑ'ለው።

መባእታዊ ሸቶታት ናይቶም ፕሮግራማት ንተመሓላለፍቲ ሕማማት ትሮፒካል ኣብ ምሕካምን ጥዕና ኣካላት መዋለዲ ደቀንስትዮ ኣብ ምምሕያሽን ዘተኮረ ክኸውን አለዎ ክብሉ'ውን እቶም ሰበ ስልጣን ጥዕና ይስምርሉ።

'ደቀንስትዮ ንማሕበራዊ ለውጢ አቀላጠፍቲ ሓይሊ ምኻነን ዓለም ለኸ አፍልጦ ይዓቢ'ሎ' ክብሉ'ውን ይዛረቡ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG